Eritrean Orthodox Mezmur 2018 EMNE DNGL እምነ ድንግል Mp3 Indir

Indirmek için aşağıdakı butona tıklayın:

Bedava Indir

Mp3 (05:04)

5. "እምነ ድንግል"
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር፥ ኣብ ውሽጢ Album Name "ካብቲ ዝኾነ ብዘይ ብኣኻ ዝኾነ የለን" እትርከብ ኮይና፥
ዋንነትን ግጥምን ዜማን
ብሓውና ዲ/ን ሚካኤል ወልደማርያም (ወዲ ማርዮ)፡ ምስ
ዲ/ን ሙሴ ዑቅባሥላሴ ዝተዳለወት መዝሙር እያ።

ሰሚዕና ንካልኦት ውን እንዳ ኣካፈልና ንፍቕርን፡ ንበረኸትን ንኣምላኽ መወደስን ትኹነልና።
መሰል ወነንቲ ዝተሓለወ እዩ! ወነንትን ገጠምትን ብዙሕ ጻዕርታት ስለ ዘፍሰሱላ፡ ብጀካ እዛ Channel እዚኣ "Harnet Estifanos (HE Tube)"፡ ኣብ ካልእ Channel ከይትዝርጋሕ ብትሕትና ንሓትት።
እግዚኣብሔር ሰላሙ የብዝሓልና።

እምነ ድንግል(2) ይብል ሰብእ
እምነ ጽዮን እሙ ለእግዚእ ይብል ሰብእ


እምነ ድንግል ኣብ ሕሊና ናይ ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ነበርኪ
እምነ ድንግል መሕደሪ ክትኮኒ ጐይታ መሪጹኪ
እምነ ድንግል ዓለም ንዘይጾሮ ዝጾረ ከርስኺ
እምነ ድንግል ኣደ ናይ ኢየሱስ ፍሉይ’ዩ ክብርኺ

ኣዝ--------------------------------
እምነ ድንግል ርኹስ ክፉእ መንፈስ ኢያብሎስ ከባርር
እምነ ድንግል ሓይሊ ናይ ኣጋንንት ብወድኺ ይስበር
እምነ ድንግል ብስምኪ ዝለመነ ኩሉ ንኸይሓፍር
እምነ ድንግል ቃልኪዳን ሂቡኪ ዘልዓለም ዝነብር

ኣዝ--------------------------------
እምነ ድንግል ርህርህቲ ሕልና ማርያም ኣዴና
እምነ ድንግል ኣደ ናይ ኩላትና ትሰምዒ ልመና
እምነ ድንግል ኣስተምሃሪት ኩላትና መጸናንዒትና
እምነ ድንግል ንዘልዓለም ድንግል ኣይትፈለይና

ኣዝ--------------------------------
#Emne #Dngl #2018 #Mezmur #Orthodox #Eritrean
Benzer Müzikler
04:52
Eritrean Orthodox Mezmur 2018 ETI KULU ZKIEL እቲ ኩሉ ዝኽእል
06:14
Eritrean Orthodox Mezmur 2018 NAY NEGER TEFETRO ናይ ነገር ተፈጥሮ
07:05
Eritrean Orthodox Mezmur 2018 TNFAS ZELEWO ትንፋስ ዘለዎ
05:40
Eritrean Orthodox Mezmur 2018 KABTI ZKONE ካብቲ ዝኾነ
12:53
BEST NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR 2017 NONSTOP VOL 1
06:33
New Eritrean Orthodox Mezmur {{ብርሃነይ ኢኺ መራሒት መንገደይ }} Brhaney Eki
05:24
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR (ድክመተይ በዚሑ)
08:06
New Eritrean Orthodox mezmur 2018 FQRKA AB LBEY TEQANIYU ፍቕርኻ ኣብ ልበይ ትቓንዩ
07:10
New Eritrean Orthodox Mezmur 2016 ANES KSIEBO EYE (Pune India)
06:14
New Eritrean Orthodox Mezmur(2015) SENAY TUM EKA (Angola)